Shingrwa/ሸንግርዋ - 5ይ ዙርያ - 2ይ መድረኽ - February 20 , 2021 - ERi-TV

Publicerades den 20 feb 2021
Shingrwa/ሸንግርዋ - 5ይ ዙርያ - 2ይ መድረኽ - February 20, 2021 - ERi-TV
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
To watch previous episodes click here selists.info/http/PLjrXQ8yRJDlzOulU9rRFVwstjGzQLfoki.html
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official SElists Chanel visit selists.info
To access DimTsi Hafash Official SElists Chanel visit
selists.info/like/aAisiwRE5DyuCGe8k81T-Qvideos

Kommentarer

  • Wawwweee

  • Feger wxae kab medrek senafe stayl

  • Matiwos tegagikum

  • Samuel guhaf entay ktferd ika chenawi

  • Abi zikxil 5 medreki yerkibena semi bro 😍🥰

  • ሄኖክ ፍጹም ፡ናሆም ገብርየስ፡ስምኦን መንግስቱ ክሳብ ናይ መወዳእታ መድረኽ ክበጽሑ ተስፋይ ልዑል'ዩ

  • Wedi Sena kebax 😁😁🥰🥰🥰

  • Akremey meqerti wedi teum dmxi

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Merhaba Deki Erey deki iza wenam hager. I love you all. Thank you Tv-Eri I am proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Akrem habiby🥰🥰🥰🥰🥰 🥰🥰🥰🥰🥰

  • ደያኑ መደብ ሽንግሩዋ ኩለመዳያዊ ተተካእቲ ስነጥበባውያን ንምርካብ ንእትገብርዎ ስራሕ ዘለኒ ኣድናቖት ክገልጸልኩም እፈትው:: ውሳነ ንምንጋር ዘለኩም ጋሕማጥ ኣካይዳ ግና ክእረም ኣለዎ:: ነቶም ተወዳደርቲ ብምስቓይ ክትዘናግዑ ንቡር ኣይኮነን:: እንሓንሳእስ ወረ ናይ ሞትን ሂወትን ፍርዲ ትህቡ ኢኹም ትመስሉ:: እዚ ብዘይ ዋዓል ሕደር ክእረም ኣለዎ:: ሓፈሻዊ ምኽሪ ድሕሪ ምዝራብኩም እቲ ውሳነ ብኡ ንብኡ ክንገሮም ኣለዎ:: ንነብሰይ ኣብ ቦታኦም ገይረ ክርእይ እንከለኹ ብጣዕሚ እዮም ዘደንግጹኒ:: ተዓዛቢ ካብ ኣውሮፖ

  • Atum sebat aytemxeu keyreshnkum wa des zeybelo wesedo e

  • Ata tengar kelbi suqbel wa

  • ነፋጣት ክጽልኡካ ዓንጃላት

  • ኣታ እዚ ሰንዓፈስ ስነስርዓት ዘይብሉ

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • Nay bhaki nfuat eyom gn nay Mussie kiflay eba eten ztewedaderen korixkum akrbulna bejakum etom tifozo ka msay like eske gberu 👍👍❤

  • Ezi senafe zbhal naybhaki diku tehlfwo zelekum wela bêtes betesbkum eye netom khalfu zgbom ena terfkum ane germni alo ?

  • ሰላም። እቲ ክሓልፉ ዘለዎም ቁጽሪ ተወዳደርቲ ንምንታይ ኣዝዩ ውሱን ክኸውን ተጌሩ? ወዮ ተወዳደርቲ ተርኺቦም ። ነዚ ዘበለና ንተወዳደርቲ ንምፍራድ ሓሓንሳብ ኣዝዩ ጸቢብ ኣብዝኾነሉ ክልተ ወይ ሰለስተ ተወዳደርቲ ክሓልፉ ዝኽእሉሉ ኣሰራርሓ እንተዝፍጠር ንተወዳደርቲ ተስፋ ዝህብ ዶ ኣይምኾነን? ሓሓንሳብ ተወዳደርቲ ንውድድር ካብ ርሑቅ ቦታታት ናብ ርሑቕ ክኸዱ ኣብዝግደዱሉ ብሕልፊ ብጸቢብ ተሳዒርካ ኢልካ ምፍናው ንሞራል ኣዝዩ ዝወቅዕ ክከውን ስለዝኻል ። ሚኒስትሪ ዜና ወይ መዋሊ ናይዚ ፕሮግራም ከኣ ፍሉይ ምትሕብባር ኮነ ምትሕግጋዝ እንተዝገብር ብስም ትዓዘብቲ ዓማዊል ኣቐዲምና መመስገንና።

  • Senafe 1111111

  • Ajekum deki eri

  • ❤️❤️❤️❤️❤️👌

  • Weww

  • Go head my Brother BEREKET I am proud of you.

  • ሰብ ብካሬሳ ይጋዓዝ ብጥሜት ይመውት ንስካትኩም ክአ ሸንግርዋ ትሰርሑ

  • Merhaba gen merkab kethalfa zelwo gol eye

  • ሰብ ኣይፍረድካ

  • Bereket adhanom I am proud of you you are amazing keep going.

  • ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • መርሓባ

  • samule gebradoney respect zelwo gerka mekri habome pls

    • ወንጋል ዝኾነ ሰብኣይ ኢዩ ፡ሰነስርዓት ዘይብሉ

  • Woww deki eray jeganu zhalfkum enka hagoskum zeterfkum ka ajokum ab kexale kethalfu ekum❤️🇪🇷

  • Yakhe entay yu ezi kinghedfodo shinghirwa tebelashyu entayu eti mkhniyat eti firdi ab seAtu zeykonelu? slemintayke selestiEom deyanu riEtom zeyhbulu mikhniyat? Ketebrhunado ?

  • መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • Furtu shikor I miss you gal eri tsaeda god bless

  • 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️

  • Ezi estayl senafe zblowos halewlew eu zbl buzuh ay wahateleyn eu

  • ብዕሎም ኣማረ 100 ግዜ ሰኒ። ሽንግርዋ ግን ሞያን ክእለትን ትምህርትን ዘለዎም ሱባት የድልይዋ።

  • መርሓባ ደቂ ኤረይይይ ምስ ኮኮብ ፍርያት ንስ-ጥበባዉያን ሃገርና ሽግርዋ-ኣካ

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Hager nay dankieran gaylan etswan tmetyn masertn motn koyna terifa.

  • Nimntay eu wusunat eyom zhalfu elka kembqatom zeyhalfu

  • አቃራራቢት ፍርቱና ኽፍላይ ከም አቃራራቢተ ሃይላ ስምዕታ ጾታ ጸጥቃ ትመሰል ከምቲ ሰርሐ ግን አምቶም ዳኛታት ማዕረ ገረ ኽትሰር አለዋ ይብል

  • ያኸ እዚ ኢንተርቪው ስሕበት ይኸልኦ ኣሎ እዛ ኣናውንሰር

  • ፊርሳ ጋል ጎይታኦም

  • ዞማች ሲ ናይ ገበን ፈራዳይ አንበር ናይ ሙዚቃ ኣይክወነን አዩ ኮሙ ወን ሓመድ ሳልሒ አዞም የቀይሩለና በጃኩም ማልት ነቶም ተዋዳደርቲ ማራ አዮም ተስፋ ዘቁሩጸዎም በፍላይ ሓመድ ሳልሒ !!!! ባርኖባስ በታሚ ነፉ ከምደልካዮ ቀጸሎ ነስካ በለቢ ሰባወነት ዘልካ ሰብ አካ አንተ ዘማች ሓመድ ሳሊሕ አሞ ገጽኩም ትርሓክ

    • Kabey kqyrwom delka nsom eyon bluxat kalie blux yelen

    • Kkkkkkkk hakika eka kab nay gtmi kea samuel gebre adonay dhilwom eyu

  • Awy kndey ajewjew kbl ayu azi senafe zbhal wedi

  • እዋይ በረኸት ከይተርፍ ኢለስ እዛ ልበይ ተረግ ተረግ ክትብል ጸኒሓ ዓሽ ያኬ እንቃዕ ሓለፍካለይ በሬ ኣንበሳ ፡

    • ዎላ ኣነ ማራ እዩ ኬፊ ዘለዎ እት ቆልዓ ኩሉ ክእለቱ

  • ሳሌም ጎይትኦም ብልጽቲ ተወዳዳሪት ክሳብ ፋይናል 5ይ መድረኽ ክንርእያ ትብሉ እስኪ ላይክ ርገጹ..

  • 🌹❤️🌷😍🇪🇷🌹❤️🌷😍🇪🇷🙏🙏🙏

  • ሽግርዋ ናይለብዘበን ከፍ የብሉን ደያኑ ኣነ ኣይዓገብኩን

  • Wawww Willlen kommen

  • Wel come Deqi Eri shkorinatat 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣

  • Yewhana melake amixkuma

  • ወዲ ሰንዓፈ ብራቮ ኮንፊደንስ 100%

  • Wel come

  • እንቓዕ ብድሓን መጻእኩም..

  • AIRPORT kifetuwo

    • Nay behaki des zebl wsane deki erey xaeda bertueuna hgusat ena btaemi