Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official) Eri-TV, Eritrea (Official)

  • 30
  • 205mn
Denden Media (www.dendenmedia.com) is the official sole distributor of ERi-TV and Radio content online. Denden Media is owned by Denden, LLC. Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited regardless of where it is recorded from. Denden, LLC can be reached at www.dendenmedia.com/contact

Video

Kommentarer

  • Abshir Abshir Mashallah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹😍👍

  • Dhri beal Barya kokob krkeb malet zemet

  • ሓወልቲ ናይ ክንደይ ጀጋኑ ኣቦታትና ገዲፍኩም ናይ ሩስያዊ ሓወልቲ ክተክሉስ መርገም ዲዩ ዋላስ?

  • መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ኢዩ ታሪኽና

  • Mebzahtom etom zwedaderu Wetehaderat endyom ketitom malet eyu etom Temeharo zneberu kea ktgefwom medeb sle Zelekum eyu Tekarxuwo zelekum Hzbi Eritrea kabzom nay Bereka neyrom Shefatu Ketema tekeurom zelewu Mhret yewrdelka

  • ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Eri Ist die beste Geschichte auf den Weld.Ich liebe Eritrean.

  • Mexix guday mexixatka ❤❤❤

  • Kietit endatebahle dea Kemey elu kikixil tehasabkumoke Amlak misakum yikun.

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️⛪🕍

  • ❤❤

  • ሓቦ ኒሕ ተጻዋርነት ራኢ ጽንዓት ኔሩ ኣቤት ከማኩምስ ኣይተወልደን ሓላላት ደቂ ዛሓላል መሬት

  • ብቅዓት ፊልም ኣብ ከምዚ ስሪሕት ሓያል ክኸውን ይግብኦ።

  • Merhaba deqi erii❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍅🍓🍅🍒🍆

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • Enqa b dehan mexakum

  • Merhabaaaaaaaa deqi halal meret

  • Absher Wonduime😁😍🤔.

  • እግዚኣብሄር ጽላሉ የምብረልኪ ኩቡር ዋጋ ዝተኸፈለኪ ሃገረይ

  • አቱም ሰባት እዛ ጋል እዚአ ኤርትራዊት ዲያ? ገለ ሰባት አይኮነትን ክብሉ ስለዝሰማዕኩየ። አብ TV eri ብዙሐት ተጋሩ ከምዘለዉ አይንረስዕ። ኤርትራ ናይ ኤርትራዉያን ብኤርትራዉያን🇪🇷🇪🇷❤️

  • Don't worry😍.

  • 🤔

  • 😍😁🤗.

  • 😍😁😁.

  • 😍🤗😁.

  • 😍🤗🍎😁.

  • 😁😍🤗🍎.

  • 😍😁🤗.

  • 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ጽቡቕ ጽቡቕ ወድፈራዳይ። ክሓተካ ግን፡ እዛ ሓመድ ትቕበለካ ዘላ ቆልዓ መንያ? ሎሚኸ ከምቲ ተረከበቶ አብ መስመራ አላዶ ዋላስ ዘይተቕርበልና ነዛ ቆልዐ። Thx wedferaday the great.

  • ❤❤❤❤❤

  • ብደም ሐላላት ዝመጸት ሃገር ማንም ዝደፍራ የለን

  • Eritrea Adey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕👍🙏🙏

  • Welcome Eritrea 🇪🇷film 🎥❤

  • Well come Deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ❤❤❤❤❤❤❤❤🎆✨✨✨

  • شكرا continue 💌💫💪

  • 👐👐🇮🇹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️😷💪💪💪

  • Zeykewun srah, 1 seb kindzi ketfalkum si kemey elu ykewun. Eza film sakit ekum serihkuma tehrukuna alekum

  • Jeganu halewiti hager

  • ወዲ ቲኩል እዲመን ጥእናን ይሃብካ

  • Wedi feraday jegena

  • Hatew qetew yubhal izy

  • Eritrea and Eritrean people first

  • Thanks deki eri enkae dahan mexaekum

  • ኣኽ ሰባት ለኪሙ ምሽ ክትሓዝ ጥራይ እዩ ዘለዎ

  • Akilkum hardikum hezkum hager atfikum si tegadly tegadly tergum zey blu gedli ab fenkel zetsewu dekom haweltom mesweti elamom harimu do eyu eti heto dehult

  • ጽብቅ ሰራሕ፣ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም፣ጀጋኑ፣ መልክዕ አርትራ ከምኡ ገርኩም ፍትሸኩም ነተሞ ብሉጻት ተውህቦ ዘሎዎም ሰባት ኣብት ቦትኦም ከድኩም ክእለቶም ፍትሸኩም ብምርካብኩም ጽብቅ ገርኩም፣ ሃገር ማለት ካኣ ኩሎም ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣህዛብ ሰለ ዝኮኑ ንኩሎም ብማዕረ ሐደ ዕድል ብምክፍትኩም ንሐድነት ህዝብ ሐጋዝ አዩ ፣ኣፍ-ዕበት ርሑቅ ኣይኮነን ሕማቅ መንግድ ዳኣ ኮይኑ እንበር እት መንገድ

  • ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ምስ ንፈትዎም ስነ-ጥበባውያን ሃገርና። ኤረይ ብደም ዝመጸት ሃገር ኢያ።👍🇪🇷👍🇪🇷

  • Anka dahn mexakum

  • ተዓወት ወዲ ህዝቢ!!! መን ከም ህዝባዊ ግንባር፡ብ ሓላፍነት ዝነብር ውድብ።መትከለይ።

  • Yeamenelka Eye Yekeneley !!! Zelalemawi Zekri Neseweat ???

  • ቀጢን መዓንጣ ነብሪ ጎልጎል ተጋዳላይ ኤርትራ ኣበሳሪ ኩሉ ብርሃን ተስፋ እምበር ተጋዳላይ መስተንክርካ ዝደግም ፉጡር ኮታ የለን

  • መርሓባ መርሓባ መርሓባ

  • Wedi feraday memhr sne tbeb hakegna eritreawi

  • ክንደይ ደስ ትብለካ ጋዜጠኛ ያ ወደይ ኑጹር ሕቶታት ብስልቲ ሰብ ንፍዕቲ

  • elal tiem neru gin btaemi haxiru mo ka nwedi tkul frki swra

  • ህዝበይ ደሓን ክትህልዉለይ ናይ ኩሉ ጊዜ ጸሎተይ እዩ

  • ወድክፍለማርያም ጠላም እሞኸ ንሕና ክንሓልፍ ንስኻ ትረፍ ኢሎምኻስ ሎሚ ካኣ ንደቆም ንስኹም ሕለፉ ኣነ ክነብር ትብለና ኣለኻ

  • ን ወዲ ፈራዳይ በዚ ሃጺር ኢንተርቪው ኣይግቦኦን አዩ ብጣኦሚ ሰፊሕ ኣፍልጥን መሳጢ ዕላል ዩ ዘለዎ

  • Any Enemy of Eriteria, they don,t have chance to scape

  • Wedi tukul wkarya tarika tedemsisu eu

  • ኣያታትና ንስኹምሲ ግዜኹም ብግቡእ ተጠቒምኩምሉ ኢኹም ንሕና ድኣምበር።

  • Wow e ntymlo🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • ❤️❤️❤️

  • ቲቪ ሃለው ሃለው ፡ምሕረት የውርደልካ ህዝቢ ኤርትራ ። ካብዞ ደናቁር ፡ሸፋቱ ሳሕል፡ነጻ ወጺኢኺ፡ ኤርትራ ሃገረይ ፡ሙሁራትኪ ኮታ ኩሉ ፋሕ ኢሉ ዘሎ ክምለስ ተስፋይ ወሰን የብሉን።

  • ሽንጉርዋ ብኣቀራርኣን ትሕዝቶኣን መወዳድርቲ ዘየብላ ዘይትፈላሊ ዕድል ንኹሉ ብሄራት ትህብ መደብ እያ። ምስጋና ንኹሎም ኣሳለጢቲ ዛመደብ።

  • ክንደይ ክብርትዕ ኢዩ ኣታ አዚ ስልያ ሃገር ምሉአ በዲሁ ይወጸ ናይ ብሓቂ ሰብኣይ ኢዩ

  • منورين يا اولاد بلدي مافي كلام والله مبدعين

  • ደቂ ኤሪ ጀጋኑ ንበርልና ደኣ

  • ኣርሓ ሰውራ መቶር ኤርትራ ወዲ ትኩል ፍሒራ

  • ኣንታ ጅግና ይትረፍ ኣብቲ ሽዑ ግዜ ምስ ውዕውዕ ስሚዒት ህርፋን ናጽነትን ተጋዳላይን ዉሕሉል ጥበብኩምን ። ሕጅስ ባ ስነ ጠበብ መጻወቲ ቆልዑ ኮይኑ ኣጋባቡ ኣጥፊአምሉ ኣለው።

  • Warsai ab shire commuting atrocities

  • 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪🇪🇷💪jeganu deki Erey mearey Awet nhafash

  • Merhaba TV eri enkae dhan metsaekum

  • ያ ባሻይ መደባት ክቋረጹ ኢንከለዉ ከምቲ ብዙሕ ኣዎንታታት ኣሎ፥ ስለምንታይ ሲ ጉድለት ስለዘሎ (ኣልከማል ሊላህ ሱብሓነሁ ወተዓላ)። ን ኣብነት ስነጥበብ ሓደገኛ ምዃኑ ውን ንምርኣይ ከም ኬዝ ስታዲ ናይ ዳናይት ዮሃንስ ኻኖ ጀሚላ ማ ዓዘበትና ኢንታይ ከም ኣብነት ንርኣይ። ቡስ ያ ባሻ ኣልፈን ኸጢር ጊደን ጊደን። መርዓ ናይዛ ጀሚላ ማ ዓዘበትና ንተኸታተልቲ ሽንግርዋ ሰድማ (ሾክ) ከምጽእ ይኽእል። ንዘይተወሰነ ጊዜ ኢቶም ተኸታተልቲ ከምዚ ዓይነት ጸሎት (ዱዓ) ክገብሩ ይኽእሉ፥ ዑስማን፥ ውለክ የፍዳሕ ዓርዶን (ፈዴክስ ማ ፈደሕ) መስፍን፥ ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ ተተ፥ ኣልሑርማ ሓራሚያ ለው የጂ በስ ሹርጣ (ፖሊስ) ይጣላዕሃ ሚን ቤትሃ ኣስመረት ክለብ ካርድ ስለዝጠፈኣ ዓመት ክትጽበ ኣለዋ ተተ፥ ስብሪት የርእየና ገዝኦም ዘይሕጋዊ ኢንተዝጸንሕ ፍርስርስ ስብርብር ኢንተዘብሉዎ ማክዳ (ፋዲያ)፥ ሸፈነታት ወጻኢታት መርዓን ደርዓን ሕጸን ካብ መስመሮም ኣስሒቱ ዕዳንድዳን ገይሩ ጥርሖም ኢንተዘትርፎ ጉድለት ኣሎ፥ ምልኣት ገና ኢዩ

  • ❤💙💚💛👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌💟

  • እዉይ እዛ ፊልሚ ፊልሚ ምኳና ተመስገን አብ ስምኢት እያ ተእትወካ እፍ

  • My favorite artist 🌹you still looking great wedi feraday 🇪🇷♥️🌹🇪🇷!!

  • ERITREA FOR EVER ✊🇪🇷🙏😍